top of page

መ  ር  ድ  እ ፡-

[22:44, 6-7-2017] Keshi Kubrom 2: በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
"ኣንቱም ብእግዚኣብሔር ተስፋ እትገብሩ ኩሉኹም በርትዑ ልብኹምውን ይጽናዕ" 
መዝ 31፥24

መ  ር  ድ  እ ፡-

ብመጀመርያ መንፈሳዊ ሰላምታ ይብጻሕኩም፡ ድሕሪ ሰላምታ ብምቅጻል፡-
ነፍስሔር ሳምራዊት ከተማ (ጋል ዓሰብ) 
 ተቐማጢት ኣምስተርዳም ዌስት ነበር ብዘጋጠማ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ስለዝተፈልየት ሬሳኣ ንቀዳም ናብ ኤርትራ ስለ ዝፋኖ ፡ በዚ ኣጋጣሚ ምኽንያት ብምግባር ደብረ ሰላም መድሓኔዓለም ቤተክርስትያን ንጽባሕ ዓርቢ መፋነዊ መደብ ጸሎተ ፍትሓት ኣዳልያ ንኹልና ብሕብረት ሬሳ ሓፍትና ከነፋኑ ትሕብር።
"ኣቱም ናይ ኣቦይ ቡሩኻት እቲ ዓለም ክፍጠር ኮሎ ዝተዳለወልኩም መንግስቲ ክትወርሱ ንዑ ናባይ ይብሎም። ማቴ 25፡34"
መፋነዊ ግዜን ቦታን፡-
ዓርቢ 07/07/2017
ካብ 16፡00-17፡30 
Amstelveenseweg 965
1082JG
Amsterdam
Van Amsterdam centraal 
Bus 170,172en 174 halte Kalfjeslaan.                        
[22:44, 6-7-2017] Keshi Kubrom 2: "ሓጢኣቱ ዝኽውል ሰብ ኣይድሕንን ኢዩ  እቲ ዝናዘዘሉ እሞ ዝሓድጎ ግን ካብ እግዚኣብሔር ምሕረት ይረክብ። ምሳ 28፡13                        

"ሓጢኣቱ ዝኽውል ሰብ ኣይድሕንን ኢዩ  እቲ ዝናዘዘሉ እሞ ዝሓድጎ ግን ካብ እግዚኣብሔር ምሕረት ይረክብ። ምሳ 28፡13

bottom of page