top of page
ንሃይማኖት ተዋህዶ ውፉያት ኩኑ ጻማኹም ድማ ብ ልዑል ኣምላኽ ከትረኽብዎ ኢኹም።

ነቶም ኣብላት ዝኾንኩም ተሳትፎኹም ከተሔይሉን ተወፋይነትኩም ከተበርትዑን ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኩም፣ ነቶም ኣባልት ዘይ ኮንኩም ድማ ተመዝጊብኩም ወግዓዊ ኣባልት ክትኾኑ ኣፍረይቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም እግዚኣቢሔርር ይሓግዝኩም። ኣሜን።

bottom of page