top of page

23-07-2017

ሰላም ክቡራት ኣሕዋት።
ሓበሬታ፥
ብምኽንያት ሞት ኣዲኦም ናይ መ/ሰ/ ቀሺ ክብሮም ጌሾም ኣለዉ። ናብ ገዛ ምብጻሕ የለን።
ንሰንበት ዕለት 30-07-2017 ጉባኤ ስለዘሎና ኣብኡ ናይ ጽንዓት ይሃብኩም መዕጸዊ ንበጻሕቲ ተመዲቡ ኣሎ።
ንዝሰምዑ እሞ ተገዲሶም ዝሓተቱና ነታ ናይ ዕለት 30 ሓምለ መደብ ክንገልጸሎም ኣተሓሳስብ።

ብሩኽ መዓልቲ።

ታረቀ

ንኣደና ኣብ ሕቅፊ ኣቦና ኣብርሃም ይስሃቅ ያዕቆብ የንብረልና 
ንስድራ ቤት ከኣ መጸናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይስደደሎም

bottom of page