top of page

ሓበሬታ

ዕለት፣ 12-02-2017

ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ን/ሰ/ጉ ደብረሰላም መድሃኔዓለምንዝመጽእ ዓርቢ ምሸት፡ ዕለት 17-02-2017 ሰዓት 19:00 ኣኼባ ን/ሰ/ጉ ስለ ዘሎ ኣብ ቤተ ክርስትያንና ክንርከብ ብኽብሪ እዕድመኩም።
መካትዒ ነጥብታት (ኣጀንዳ) ክስዕብ ኢዩ። ብወገንኩም እዋናዊ ዝኾነ ክንዛረበሉ የድሊ ዝበልኩሞ፡ ክትልእኩለይ እላበወኩም።

ሓውኩም

ታረቀ ትኳቦ

bottom of page