በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን!
ጉዳይ፥ ቀዳም ዕለት 25-11-2023 ዓ.ም.ፈ. ቅዳሴ የብልናን፡ሓበሬታ ብዛዕባ ክብረበዓል መበል 202 ዓመት ምምሥራት ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድኣኼባ ኣባላት ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ ንዕለት 04-06-2023.pdfጉዳይ፥ እዋናዊ ሓበሬታ/መግለጺ ሰበኻ ጉባኤ ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፡ April-2023ጉዳይ፥ መደብ ሆሣዕና፡ መደብ በዓለ ሕማማትን ብዓለ ትንሣኤን(ፋሲካ)፥ 2023ሓበሬታ ብዛዕባ ሰዓታት ኣገልግሎት ቤተክርስትያንና ኣብ ቅንያት ክብረበዓልናን ሆሣዕናን (መዘከርታ).pdfጉዳይ፥ እዋናዊ መግለጺ ሰበኻ ጉባኤ ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ ነቲ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ ዝምልከት።
ኣገዳሴ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣገልግሎት (ቅዳሴ) ቤተክርስትያን
ጉዳይ፥ ዝኽሪ በዓል መበል 19 ዓመት ምምሥራት ቤተክርስትያን ደብረሰላም መድሓኔለም
ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፡
ጉዳይ ምስጋና
ብምኽንያት ሞት ኣቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ፡ 5ይ ፓትርያርክ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ዘሃገረ ኤርትራ............
መርድእ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ ብዕለት 2 የካቲት 2014 ግዕዝ (ብ9 የካቲት 2022 ዓ.ም.ፈ.) ካብ እዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮምና ኣለዉ።
ኣገዳሴ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣገልግሎት (ቅዳሴ) ቤተክርስትያን
መደብ - መርሓ ግብር - ዓመታዊ በዓል ደብረሰላም መድሓኔዓለም (2022)
መደብ በዓለ-ሕማማት ክሳብ ፋሲካ
መደብ - መርሓ ግብር - ዓመታዊ በዓል ደብረሰላም መድሓኔዓለም (2022)
ጉዳይ፥ ዕላዊ Facebook ናይ ቤተክርስትያን ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ ብዝምልከት፡
ኣብ ዕለት 1 ግንቦት 2021 ( 23 ሚያዝያ 2013 ግዕዝ) ዘሎና ናይ ኣገልግሎት መደብ፡ ምስ ህልዊ ኩነታትን ኣብ ጥዕናና ምሕላው ክንገብሮን ክንክተሎን ዝግባኣና ዝተተሓሓዘ ኰይኑ፡ ኩሉ-ሓደ ብግቡእ ክኽተሎ ኣቐዲምና ነተሓሳስብ።>>>>Click Hier
መደብ በዓል ፋሲካ 2012 ግዕዝ ብዝምልከት
ጉዳይ፥ ኣብ ጊዜ ሕማማት፡ ኣብ ቤተክርስትያንና ዝተቐየረ መደብ ሰዓትታት ጸሎትን ስግዳንን፣ ምብዓል ፋሲካን 2012 ዓ.ም.ግ.፥
ጉዳይ፥ ኣብ ቤተክርስትያንና ካብ ሆሳእና ክሳብ ፋሲካ 2012 ዓ.ም.ግ. ዘሎ መደባት ብዝምልከት ዝቐርብ ሓበሬታ፥
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።ጉዳይ፣ ዕድመ ንኣኼባ ንኹሉ ኣባል ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፣>>>>>Click Here
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።ጉዳይ፣ ዕድመ ንኣኼባ ንኹሉ ኣባል ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፣>>>>>Click Here
ዝኽሪ መበል 16 ዓመቱ፡ ኣብ ዕለት 16 ሕዳር 2019 (16-11-2019) ነኽብር ኣሎና።Click Here>>>>
መርድእ
ሊቀ ጳጳስ ብጹእ ኣቡነ ሰላማ ካብ እዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮምና>>>>Click Here
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።ጉዳይ፣ ዕድመ ንኣኼባ ንኹሉ ኣባል ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፣>>>>>Click Here
መርድእ
ብምኽንያት ዜና ዕረፍቲ ናይ ብጹዕ ኣቦና ኣቡነ ኣትናቴዎስ፡ ሊቀ ጳጳስ ወኪል ሲኖዶስ ኣብ ኤውሮጳ ኰይኖም ዘገልገሉ፡ መሪር ሓዘን እንዳ ተሰማዓና፡ ዝመጽእ ዘሎ ቀዳም ዕለት 25/05/2019 ኣብ ቤተክርስትያንና ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፡ ጸሎተ-ፍትሓት ክንገብር ምዃንና ክንሕብረኩም ንደሊ።
መደብ ናይ በዓልና ናይ ጥንተስቅለቱ ንመድሓኔዓለም ዕለት 5ን 6ን ሚያዝያን 2019>>>>Click Here
መርድእ
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ሓደ ኣምላኽ ኣሜን።
ፍትሓተ ጸሎት ናይ ነፍሲ-ሄር ኣልጋነሽ ተኽሊንኬኤል..
መርድእ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
ኣዴና ወይዘሮ ህይወት ገብረጊዮርጊስ ብዕለት 13 ጥሪ 2019 ዓ.ም.ፈ. (5 ጥሪ 2011 ብግዕዝ): ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ስለ ዝዓረፋ: ንጽባሕ ሓሙስ ዕለት 17 ጥሪ 2019 (9 ጥሪ 2011 ብግዕዝ): ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ደብረሰላም መድሓኔዓለም: ናይ ጽሎተ ፍትሓትን ምፍናው ሬሳን ሥነሥርዓት ክካየድ ኢዩ።>>>>Click Here
ቀዳም ዕለት 05-01-2019 ቅዳሴ የለን ምኽንያቱ ኣብ ድሮ ልደትና፣ ሰንበት ዕለት 06-01-2019 ካብ ሰዓት 20 0 ጀሚሩ ቅዳሴ ተሰሪዑ ስለ ዘሎ።
ብዝዕባ ተራድኦ መፋነዊ ሬሳ ኣብ ቤተ ክርስትያን ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን -
ዕድመ ንኹሎም ኣባላት ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ
ክብረ በዓል መበል 15 ዓመት ምቛም ቤተክርስትያን ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፡>>>
ሓበሬታ ናይ ቀብሪ ሥነ-ሥርዓት ነፍሲሄር ጐይትኦም መሓሪ ዝግታ
Mededeling in verband met de begrafenis van Goitom Mehari Zgta
>>>>>>>>.click here
መርድእ
መንእሰይ ሓውና ኤርትራዊ ጐይትኦም መሓሪ......
ዕድመ ክብረበዕል ናይ ቅዱስ ጂዎርጂስ Zwolle >>>Click Here
ዕድመ ክብረበዓል ናይ ሊቀመላእክት ቁዱስ ሚካኤል ላይደን>>> Click Here
መርድእ
ኣቦይ ያዕቆብ ዝበሃሉ ኤርትራዊ......
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።ጉዳይ፡ ተኻፋልነት ቅዱሳን ኣቦታት ካብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣብ’ዚ መበል15ዓመት ጽንብል ደብረሰላም በዓልናትብጻሕ ናብ ኩሎም ኣባላት ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፡>>>>
ክብረ በዓል መበል 15 ዓመት ምቛም ቤተክርስትያን ደብረሰላም መድሓኔዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ፡>>> Click Here
ዕድመ ክብረበዓል ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣልከማር>>> Click Here
ዕድመ ክብረበዓል ናይ ማ/ም/ሰማዕት ቅድስት ኣርሴማ ኹስን ከባቢኣን >>> Click Here
ዕድመ ክብረበዓል ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ኣይንድሆቨን >>> Click Here
\ሐበሬታ፥
ብምኽንያት ሓደጋ ንዝሞቱ ወለድናን ኣሕዋትናን ኤርትራውያን፡>>>Click here
ማሕበር ቅድስት ስላሴ Nijmegen
ንቐዳም
30-10-210 ግእዝ
07-07-2018 ብፈረንጅ
ናይ ፈላሚ ዝኸረ ባዓል ነኽብር ስለዘሎና ተኻፈልቲ ናይ እዚ ባዓል ክትኮኑ
ብኽብሪ ንዕድም>>>> click here
መርድእ
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ሓደ ኣምላኽ እሜን።
ሓውናን ኣቦናን ሃለቃ ርእሶም ወልደስላሴ፡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 14ነሓሰ>>> click here
ጥንተ ስቅለቱ ናይ መድሓኔ ዓለም ን ዕለት 14 ሚያዝያ 2018፡>>>click here
ደብዳቤ (ዕድመ) ንኩሎም ኣባላት ቤት ክርስትያን - ጸብጻብ 2017 ብዝምልከት>>>>
ኣገደስቲ እነኽብረን በዓላት ብቕደምተኸተል>>>>
ደብዳቤ (ዕድመ) ንኩሎም ኣባላት ቤት ክርስትያን - ጸብጻብ 2017 ብዝምልከት>>>>
ዕድመ ክብረ በዓል ማ/ም/ቅ/ ድንግል ማርያም ኡትረኽት(Utrecht)>>>
ዕድመ።
ዓምታዊ ክብረ በዓል ቅድስት ስላሴ ሃገረ ቤልጁም ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም ንዝርዝር ኣብዚ...click here>>>
ኣበዓዕላ ልደት ሰንበት 29 ታሕሳስ 2010 ግዕዝ / 6 ጥሪ 2018 ዓ.ም.ፈ click here
ንመጀመርያ ግዜ ኣብ መዓልቱ ከነብዕሎ እግዚኣብሔር ፈቂዱልና ። ስልዚ ኩላትና ዉሉደ ቤተክርስትያን ኣብዚ ተጠቂሱ ዘሎ ሰዓት ብምልኣት ክንመጽእክን ቤተክርስትያን ድማ ሙሉእ ለይቲ ክፉት ሙኻኑን በዓቢኡ ድማ ናይ ቅዳሴ በረኸት ክትካፈሉ ቤተክርስትያን ጻዊዒታ ተቕርብ።
ዕድመ ብምኽንያት ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ላይደን >>>>
ዕድመ ክብረ በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ>>>>
ፍሉይ መድብ ብናይ መበል 14 ዓመት ምጅማር ቤተክርስትያን>>>
ዕድመ ዓመታዊ በዓል ቅ. ጊዮርጊስ-2017>>>>
ኣብ ክልተ ወርሒ ዝካየድ ናይ ኤ/ኦ/ተ/ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣብ ሆላንድ>>>> ሙሉእ ትሕቶ
ቤት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ሰላም መድሃኒኣለም ኣምስተርዳም ፡ ምክኒያት ቅዱስ ዮሃንስን ሓዱሽ ዓመትን ብምግባር " እቲ ሰናይን ባህ ዘብልን ፍጹም ዝኮነ ፍቃድ ኣምላክ እንታይ ምኳኑ መርሚርኩም ክትፈልጡስ ብምሕዳስ ሓሳባትኩም ተለወጡ እምበር ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ"ሮሜ12፥2 ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ፍሉይ መደብ ኣዳሊያ ንኩሉኩም ዕድሜና ትብል። >>> ምሉእ ትሕዝቶ
ዕድመ ንኣባላት ደብረሰላም መድሓኔ ዓለም ኣምስተልፌን-ኣምስተልላንድ>>>Read More
እዋናዊ መግለጺ/ሓበሬታ >>>ምሉእ ትሕዝ...
መርድእ ሞት ኣቶ ተኸለ ተድላ
ብምኽንያት ሞት ኣደ ቀሺ ክብሮም. . .
መርድእ ንብሲሔር ሳምራዊት
26-05-2017 ናይ ሓዘን መግለጺ
ጒዕዞ ናብ ገዳም ናይ ሶርያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ወኪል ኣቤሮጳ፡ ኣቡነ ማርቆስ ብ 1 ምያዝያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።>>>
ናይ ሓዘን መግለጺ፣ ናብ ኣብ ልዕሊ ኦትሮዶክስ ተዋህዶ ግብጻውያን ዝወረደ ግብረ ሸበራዊ ቅትለት።>>>