top of page

እዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ 2  ስእልታት ትምህርቲ ሰንበት ደብረሰላም መድሓኔ ዓለም፡  ክፍሊ ስነ-ጥበብ ብዝጠለቡዎ መሰረት፡ ብጸሓፊ ንኡስ ሃገረ ስብከት ዝዀነ ሓው መጎስ ንርኣዮ፡ ኣብ ዕለት 12-08-2017 ኣብ ኣምስተርዳም ካብ ሰዓት 12፡00 ክሳብ ሰዓት 19፡00 (ንኣስታት 7 ሰዓታት ዝኣክል) ኣብ ዝተዋህበ ትምህርቲ (ኮርስ) ዝተላዕላ ኢየን። እቲ ትምህርቲ፡ ክፍሊ ስነ-ጥበብ ትምህርቲ ሰንበትና፡ ብስነ-ጽሑፍን ግጥምን ክምዕብሉ ዝዓለመ ኢዩ ነይሩ።

bottom of page