top of page

" በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን።
ብምቅጻል ማ/መ/ሰበካ ጉባኤ ኣቡነ ኣረጋዊ ንዕለት 25/03/2017 ብፈረንጂ ቅዳሰ ሰሪዑ ሰለ ዘሎ ቤት ክርስትያን መድሃኒኣለም ድማ በዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ምሳና በረኸት ናይቲ መዓልቲ ክትካፈሉን ኣብ'ዚ ዕለት'ዚ ድማ ካልእ መደባት ንከይቲ ሰርዑ ኣቀዲምና ብትሕትና ንምሕጸነኩም።ቤት-ክርስትያን ኣቡነ-ኣረጋዊ ናይ ገዛእ ርእሳ ታቦት ስለ ዘይብላ ድማ ከም ቀደምኩም ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት።
እግዚእብሄር ሰላሙ የብዝሓልና ኣሜን"

bottom of page